Skip to content

ኣፍልጦ ዋሕስ ሪል እስቴት! ትካልና ዋሕስ ሪል እስቴት ብባህልን ቱሪዝምን ኣብ ዝተኸበረ ፅምብል በዓል ኣሸንዳ ስፖንሰር ብምግባር እጃሙ…

Price not stated
Call +251 93 800 0111+251 93 800 0222
Open the post on TikTok
Sold byWahs Real Estate (@wahsrealestate)on TikTok

Details

Posted
27 Aug 2026
Location
Not stated
Condition
Not stated

Description

🚀ኣፍልጦ ዋሕስ ሪል እስቴት! ትካልና ዋሕስ ሪል እስቴት ብባህልን ቱሪዝምን ኣብ ዝተኸበረ ፅምብል በዓል ኣሸንዳ ስፖንሰር ብምግባር እጃሙ ብምውፃኡ ኣፍልጦ ምስክር ወረቐት ተዋሂቡ። ዋሕስ ሪል እስቴት ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ማሕበረሰብና ንምፍታሕ ዝተፈላለዩ ዓይነት ገዛውቲ ማለት 'ውን ሌግዠሪ ፣ ፕሪምየምን ሰሚ-ፊኒሽድን ብዝተፈላለየ ናይ መሸጣን ናይ ዕቋር መማረፅታት ሒዙ ይፅበየኩም ከም ዘሎ እንትንገልፅ ብዝለዓለ ሓጎስ እዩ። 🏘ሓበራዊ ዓቕምና ንሓበራዊ ረብሓና! ---------------------- 📍መቐለ ኣብ ሮማናት ኣደባባይ ባንኪ ኣቢሲንያ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ወይ ድማ ኣብ ጨናፍር ኣብያተ ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባን ሽረን ቀሪብካ ይኹን ብቑፅርታት ስልኪ 📲 +251938000111 📲+251938000222 📲+251938003322 📲 +251938002244  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል። #WahisRealEstate #AshendaFestival #LuxuryHomes #EthiopianRealEstate #Ashenda2026

Meet the seller in a safe place and check the item before you pay.

See all 17,000